ትንሳኤ መናእሰይ ትግራይ

ትንሳኤ መናእሰይ ትግራይ ልነፃነት ሃገረ ትግራይ ተቃለስ ተቃለሲ!!!!
ተናት!✊

24/06/2026

መላምል ዝተኸፈለሉ ቃልሲ!!

08/04/2025

ጀነራል ታደሰ ወረደ ወዲ እንደርታ ስለ ልኾነ እንዳ እኸለ ኣየፅንሑዎይ

01/04/2025

🙏🙏

10/12/2024

ድምፂ ተጋዳላይ እንድሕር ለይትሰምዑ ሐዝለ ኣብ ልዕሌኹም ክንለዓል ኣይትደፋፍኡና✊ ብስርዓት ሕቶና መልሱ ተለይኾይኑ ሃምታ ገፅኹም ተዝሩልና ዘለኹም ብትሰምዕዎ ክነስምዐኩም ኢና። ግምት ይኹን ኣደመ ልተጋዳላይና እንድሕር ፍትሒ ለየንግስ ይፍረስ......
ትንሳኤ መናእሰይ ትግራይ

25/11/2024

🚨🚨🚨🚨
ሓደገኛ ኣከያይዳ ጉጅለ ኣደመን ስንፈት መሪሕነት ግምትን ኣብ ልዕሊ መንእሰይና ከምፅኦ ዝኽእል ሓደጋ ቀሊል የኾነይ። ኹለኻ መንእሰይ ንዞም ጨቆንትን ናይ ወምበር ህርፋን ዘለዎም መራሕቲ እምቢ ኢልኻ ንመሰልኻ ተቃለስ✊✊

21/11/2024

ፍትሒ ነቲ ልዓዱ ተቃሊሱ ዓዱ ዝተመንጠለ መንእሰይ ትግራይ✊
ፍትሒ ልሃገረ ትግራይ ተሰዊኡ ብመስዋእቱ ወንበር ዝመናጠሉሉ ዘለዉ✊
ዕላማ መስዋእትኻ ኣብ ጫፍ ልኽበፅሕ ተቃለስ✊
#ትንሳኤመናእሰይትግራይ

20/11/2024

መንእሰይ ትግራይ!
ንዝተቃለስኻሉን ኣሕዋትኻን ብፆትኻን ንዝተሰዉኡሉን ዕላማ ነፃነት ሃገረ ትግራይ ኣብ ጫፍ ክበፅሕ ተቃለስ!

ኣዶ ስውእ ተጋደላይ ቶማስ ዓሪፈን😢ኣዶ ቶማስ እውን ከም ካልኦት ወለዲ ስውኣት ፍረ መስዋእቲ ውሉደን ከይረኣያ ዝተቓለሰላ ዓዲ ነቲ ቃልሲ ዝመርሑ ሰባት ከውድቕዋ እንዳተቓለስዋ ገዲፈንኣ ከይደ...
20/11/2024

ኣዶ ስውእ ተጋደላይ ቶማስ ዓሪፈን😢

ኣዶ ቶማስ እውን ከም ካልኦት ወለዲ ስውኣት ፍረ መስዋእቲ ውሉደን ከይረኣያ ዝተቓለሰላ ዓዲ ነቲ ቃልሲ ዝመርሑ ሰባት ከውድቕዋ እንዳተቓለስዋ ገዲፈንኣ ከይደን።

ዉዳብ ትንሳኤ መያእሰይ ትግራይ ፅንዓት ንመላእ ቤተሰብ ንምነ🙏

Address

Mek'ele

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ትንሳኤ መናእሰይ ትግራይ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share