Menderna World

Menderna World Kontaktinformationen, Karte und Wegbeschreibungen, Kontaktformulare, Öffnungszeiten, Dienstleistungen, Bewertungen, Fotos, Videos und Ankündigungen von Menderna World, Anbieter historischer Touren, Hamburg.

24/03/2024

ቴድሮስ ተሾመ ከደርግ ወታደር እስከ ኢህአዲግ የቀይ ሽብር ፊልም ሰሪነት እስከ ብልፅግና የቤተመንግስት አስራር ዘጋቢ ፊልም አዘጋጅነት : የትግራይ ህዝብ ላይ የተፈፀመው ጀኖሳይድ ኡነታው እንዲሸፈን ሃቅ እንዳይወጣ በብልፅግና ድጋፍ በአብዪ አህመድ ደራሲነት : ኢታማጅሩ ዳይረክተርነት የተሳተፍበት "እናት ምድር" እሚል የሴራ ፊልም ሰሪነት :: https://youtu.be/NDGY_oeCT0c?si=xKBxJyKtjpkqBnXR

28/04/2023

"ንሽዋ ዘቋምት ሕማም ዘለዎ እዩ " መ.ር ገ/ኪዳን ደስታ
ዝተረደኦም ግን ዘይተሰምዑ ነብዩ ..

07/01/2023

ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልና ዝበሃል ዘሎ ህዝቢ ዓድዋ ብስራዊት ኢትዮጵያ ኤርትራን ፍደኡ ትበልዕ ተሎ ረኣይዋ !

06/01/2023

ንሽዋ እንትነቃምት ኢና ንመውት ንሽዋ ኣይተቋሙቱ :: ትንቢታዊ ቃል መ/ር ገብረኪዳን

26/12/2022

ብኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣይተ ታገሰ ጫፎን ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴንን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ ናብ ትግራይ መቐለ ኣትዮም ኣለዉ።

1.3 ሚልዮን ተጋሩ ትግራይ ገቢራ ዝረከበቶ 😡

22/12/2022

ካብቶም ኣብ ዕቤት ቋንቋ ትግርኛ ዓብይ እጃም ዘበርከቱ ዓበይቲ ሞያተኛታትና ደራሲ ግጥም ዜማን ኣርቲስት ኣያና ገብረእግዚኣብሄር ገብረጻዲቅ /ገሬ ሃሎ/ ብርክት ዝበሉ ስራሕቲ ብምስራሕ ብህዝቢ ዓብይ ኣድናቆትን ተፈታውነትን ዘትረፈ እንትከውን ብዝሓደሮ ሕማም ምክንያት ስለ ዝዓረፈ ስድራቤቱን ኣደነቅቱ ኣብዝተረከብሉ ፅባሕ ልክዕ ሳዓት 7:30 ኣብ ኣስኮ ገብረኤል ስነ ስርዓት ቀብሩ ክፈፀም እዩ።
መንግሰተ ሰማይ የዋርስካ ኣያና😥😥😥
ሃሎ ሃሎ ሃሎ እናበልኩ ገንዘበይ ወዲአዮ"
"ቆልዓ ወልዋሎ"
"ጎረብተይ ኩኒ"(ክወፅእ ክኣቱ እትራኣይኒ)
"ባህሊ ዓድና ...ወዘተረፈ......

ዝብሉ ብዙሓት ደርፍታት ዘለዉዎ ኣያና
ድምፃዊ ገ/ዚሄር ገ/ፃድቕ ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ ክቡር ኣያና😢

20/12/2022
21/11/2022

የኢትዮጵይ መንግስት ጌታቸው አሰፋ ሊወረኝ ነው
! ርእዮት ሚድያ

29/08/2022

ልጅ አባቱ ይመስላል
እንታይ ኢናይዶ ክነብልዖም

Ambassador of Ashenda ፍርያት የማነ 💙💚
22/08/2022

Ambassador of Ashenda
ፍርያት የማነ 💙💚

Adresse

Hamburg

Webseite

Benachrichtigungen

Lassen Sie sich von uns eine E-Mail senden und seien Sie der erste der Neuigkeiten und Aktionen von Menderna World erfährt. Ihre E-Mail-Adresse wird nicht für andere Zwecke verwendet und Sie können sich jederzeit abmelden.

Teilen