Visit Tigrai

Visit Tigrai This is a page where we share the heritage, culture and identity of the Tigray people to the world.
(7)

 #ዓይኒዋሪ ኣብ  #ኣክሱም              ኣቲ ዓኒ ዋሪ ዓይኒ ዋሪ              እሞ ሃየሃየ ከይትስበሪ                        ኣቲ ዘንጊ ወርቂ ዘንጊ ወርቂ    ...
28/08/2026

#ዓይኒዋሪ ኣብ #ኣክሱም
ኣቲ ዓኒ ዋሪ ዓይኒ ዋሪ
እሞ ሃየሃየ ከይትስበሪ
ኣቲ ዘንጊ ወርቂ ዘንጊ ወርቂ
እሞ ሃየ ሃየ ከይትወድቂ
ኣታ ኣብ ልዕሊ ማእገረን ዝሕንግረኣ ንእሽተይ ቆልዓ ምስ ፅላተ ሙሴ ይትሓሓዝ ብእግዚኣብሄር እታ ንሙሴ ዝተውሃበቶ ናይ መጀመርያ ፅላት ስለ ዝተሰበረቶ እሞ ሃየሃየ ከይትስበሪ ማለት ነዚ ንምምልካት እዩ ይብሉ ዓበይቲ ዓዲ።
#ዓይኒዋሪ ዋሪ ማለት ድማ ካብ ዓይነታት ኣዕዋፍ ዝተፈለየት ፅብቕቲ ዒፍ እያ። እዛ ዒፍ እዚኣ ድማ ኩሉ ግዜ ካብ ወርሒ ነሓሰ መወዳእታ ክሳብ ወርሒ ጥቅምቲ መጀመርያ ኣብ ዘሎ እዋን ብፍሉይን ስሕት ኢላ እትረአ ኣብ ዝኮነ እዋን ዘይትርከብ ዓይነት ዘርኢ ዒፍ እያ። እዛ ዒፍ እዚኣ ካብ ኩለን ዓሌታት ኣዕዋፍ ዝተፈለየትን ፍሉይን ሰሓባይ ሕብሪን ዝወነነት ዝተፈለየ ኣፈጣጥራ ዘለዋ ዒፍ እያ። ብፍላይ ድማ ዓይኒ እዛ ዒፍ ኣዝዩ ሰሓቢ ከምዘኮነን በዚ ምክንያት ድማ ምስ ዓይኒ ናይዛ ዋሪ ንምምስሳል ዓይኒ ዋሪ ክበሃል ክኢሉ ይብሉ ዓበይቲ ዓድን ምሁራት ሃይማኖትን።

23/08/2026
23/08/2026
22/08/2026
ማርያምዋይ ፀሓየ መፂአያ ኮ ዛ መፅብዓየ
22/08/2026

ማርያምዋይ ፀሓየ መፂአያ ኮ ዛ መፅብዓየ

ኣከባብራ ክብረ በዓል ኣሸንዳ ኣብ ዓ/ዓዲ
22/08/2026

ኣከባብራ ክብረ በዓል ኣሸንዳ ኣብ ዓ/ዓዲ

🌿ሰናይ በዓል ኣሸንዳ 🌿🌿ሰላም ንዓድና!🌿 🌿ራህዋን ቅሳነትን ንህዝብና!🌿 #ኣሸንዳ2018
22/08/2026

🌿ሰናይ በዓል ኣሸንዳ 🌿
🌿ሰላም ንዓድና!🌿
🌿ራህዋን ቅሳነትን ንህዝብና!🌿
#ኣሸንዳ2018

ምርኢት ጎዳና በዓል ኣሸንዳ  #መቐለ2018ዓ/ም
21/08/2026

ምርኢት ጎዳና በዓል ኣሸንዳ
#መቐለ2018ዓ/ም

ኣቲ ዘንጊ ወርቂ ዘንጊ ወርቂ እሞ ሃየሃየ ከይትወድቂ
21/08/2026

ኣቲ ዘንጊ ወርቂ ዘንጊ ወርቂ
እሞ ሃየሃየ ከይትወድቂ

Address

Addis Ababa

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Visit Tigrai posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Visit Tigrai:

Shortcuts

Share