ኣሰና ዓድዋ

ኣሰና ዓድዋ Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from ኣሰና ዓድዋ, Tour Agency, Adwa.
(1)

Adwa mountian trekking is aimed at promoting development and preserving of tigray tourism potential established as social enterprise and not for profit making

  🍀🧡💛🌸
09/08/2026

🍀🧡💛🌸

ህፁፅ ናይ ሓገዝ ፃዉዒት❗️❗️ሰላም ሰላም ኣብ መላእ ኩርንዓት ዓለም ትርከቡ ተጋሩን ፈተዉቲ ተጋሩንግዜ ዘይህብ  ሓገዝኩም ዝጠልብ ፃዉዒት ሓፍተይ  #ተዋሳኢት ትርሓስ መዝገበ።፦ኣብ ባህልን ...
01/08/2026

ህፁፅ ናይ ሓገዝ ፃዉዒት❗️❗️

ሰላም ሰላም ኣብ መላእ ኩርንዓት ዓለም ትርከቡ ተጋሩን ፈተዉቲ ተጋሩን
ግዜ ዘይህብ ሓገዝኩም ዝጠልብ ፃዉዒት ሓፍተይ #ተዋሳኢት ትርሓስ መዝገበ።፦
ኣብ ባህልን ቋንቋን ትግራይና እጃማ እናበርከተትን ብስራሕታ እናደመቐትን ዝመፀት ተዋሳኢት #ትርሓስ መዝገበ ( #ሰሰን )ኣብዚ ሕዚ ሰዓት ብኸቢድ ሕማም ናይ #ልቢ ድኻም እናተሳቐየት ትርከብ።ኣብ ዓይደር ሆስፒታል ሕክምንኣ ክትከታተል ድሕሪ ምፅናሕ ሕዚ ግን ናብ ኣዲስ ካርድያክ ሆስፒታል ሪፈር ተባሂላ ትርከብ።ወለዳን ኣሕዋታን በቲ ክንገብሮ ዝፀናሕና ፃዕርታት ገንዘብወዲእና ሕጂ ሓፍተይ ኽትድሕን ኢደይ ኢድካ ኢልኩም ኣድሑንለይ። ምስቲ ዘሎ ኹነታት ብቕልጡፍ ከይዳ ንኽትሕከም 50 ለሚን ንሓደ ሰብ ሸኽሙ ን50 ሰብ ኸኣ ጌፁ እዩ እሞ ኢደይ ኢድካ ብምባል ሂወት ሓፍተይ ኣድሑንለይ።ኣዲስ ካርድያል ሆስፒታል ከይዳ ንኽትሕከም ዘድሊ #ገንዘብ1000,000( #ሓደ ሚልየን)ቅርሺ እዩ።እዚ ድማ ልዕሊ ዓቕምና ስለ ዝኾነ በጃኹም ሓፍተይ ኽትድሕን ተረባረቡለይ።
ንባህላን ንዓዳን ተስፋ ዘለዋ ተዋሳኢት ትርሓስ መዝገበ(ሰሰን) ናብ ንቡር ሂወታ ተመሊሳ ተስፈኣ ከይፅልምት ኣጆኺ ኣለናልኪ በሉለይ።

መዝገበ ገ/ስላሴ(ኣቦኣ)
#ንግዲ ባንኪ ሒሳብ ባንኪ፦1000028404852
ትርሓስ መዝገበ
#ኣቢሲንያ ባንክ፦240831481
ስ.ቁ 0962501386

28/07/2026

😭 " ...ንጉሆ ድማ ኣብቲ ውሽጢ ግቢ ታሓ*ሪዶም #ሬሳኦም ክፃዓን ብዓይንና ርኢና!" 💔

📍 ካብ ከሚሰ ምሸት (ዓንበር 4)

​"ትማሊ ወታደራት ፎቶን ስምን ሒዞም መፁ። 'እከለ ኣበይ ኣሎ? ኣብ ክንደይ ዓንበር ኣሎ?' እናበሉ ምፍላይ ምስ ጀመሩ፣ ንሞት ከም ዝፈለዩዎም ስለ ዝፈለጥና፣ እቲ ዝሓደርናዮ ሕድሮ ሕድሮ ኣይነበረን። ንሳቶም ይበክዩ ንሕና ንበኪ #ምሉእ ለይቲ ኮፍ ኢልና ክንበኪ ሓዲርና! 😭

📍​ንጉሆ ሰዓት 1:00 ኣቢሉ በሪ ክክፈት ሰማዕና፤ ልብና ብፍርሃት ካብ ንቡር ንላዕሊ ክትወቅዕ ጀመረት። ወታደራት ኣትዮም 'ናብ ቤት ፍርዲ ትኸዱ' ብምባል ስሞም ፀዊዖም።
​እቶም ዝተፀውዑ ኣሕዋትና ብፍርሃት ተዋሒጦም 'ኣለኹ' እውን ክበሉ ኣይከኣሉን—ኣፅቂጦም ኣብ ቦታኦም ፀኒሖም። ብኡ ንብኡ ግን በዝሒ ዘለዎም ወታደራት ብሓይሊ ናብ ውሽጢ ኣትዮም፣ ብከልበሸን ብሰንሰለትን ብደንቢ ኣስሪሮም፣ እናጎተቱ ኣገዲዶም ኣውፅእዎም።

😭 ... ድሕሪኡ ግን ዝራኣይዎ ሰባት ዝነገሩና ዘስካሕክሕ እዩ፦ ኣብቲ ውሽጢ ግቢ ኣብ ናፃ ቦታ ታሓሪዶም፣ ሬሳኦም ናብ መኪና ተፃዒኑ፣ እቲ ዝፈሰሰ ደም ድማ ካልኦት ዜጋታት ክሓፅብዎ ገይሮምዎም! 😥💔
​ሕጂ ካብ ካልእ ግዜ ብጣዕሚ ከፊኡና ኣሎ። 'እቲ ናይ ሞ*ት ፍርዲ ዝተፈረዶም ኩሎም ኣብዚ ሓፂር ግዜ ኣጠናቕቅዎም' ዝብል መምርሒ ከም ዝወረደ ንሰምዕ ኣለና💔

​'ኩልክም ተራ ብተራ ክት*ሕረዱ ወዲኦምልኩም ኣለው' እናተበሃልና ንርከብ... በጃኹም ድምፂ ብምዃን እዚ ማሕ*ረዲ ደው ኣበሉልና!" 🙏

​🛑 ናይ እዚ ኩሉ ስቕታ መወዳእታኡ እንታይ እዩ?!
ወገናትና ኣብ ስዑዲ ዓረብ (ከሚሰ) ብዘይ ፍትሕን ብዘይ ጠበቓን ብጨካን መንገዲ ይሕረዱ ኣለዉ! እዚ መሪር ሓቂ እዚ ናብ ኩሉ ክበፅሕን ድምፅና ክንቅልስን ይግባእ።
​📢 ነዚ ፅሑፍ #ሼር ( ) ብምግባር ድምፂ ንዘይብሎም ኣሕዋትና ድምፂ ንኹን🙏🙏🙏
​
ፍልፍል: መብራህቶም ገ/ድህን

🌸ፍርቱና ሓበሻ👗 ጽባቐኹም መለለዪኹም ይኹን። ብፍሉይ ዲዛይንን ልዑል ፅሬት  ዝተዳለዉ ናይ ሓበሻ ክዳውንቲ። ንምእዛዝ፡ ☎️ 0954193810 ደውሉ።   ብበዝሒ  ንትእዝዙ 20%  ቅናሽ ንገ...
26/07/2026

🌸ፍርቱና ሓበሻ👗 ጽባቐኹም መለለዪኹም ይኹን። ብፍሉይ ዲዛይንን ልዑል ፅሬት ዝተዳለዉ ናይ ሓበሻ ክዳውንቲ። ንምእዛዝ፡ ☎️ 0954193810 ደውሉ። ብበዝሒ ንትእዝዙ 20% ቅናሽ ንገብር ኢና
Frtuna Habesha kemis

17/07/2026

እታ ናተይ ናይ ኣሸንዳ ኣምባሳደር ክትኮን ዝመረጽክዋ እያ። ካብቲ ዘጋጠማ ከቢድ በሰላ ሓሊፋ፡ ንስቓይ ደቂ ኣንስትዮ ድምጺ ብምዃን ተስፋ ዝዘረአት ጅግና ስለዝኾነት፡ ናተይ ሕርያ እያ።

​ #ትግራይ #ጽንዓት #ናተይሕርያ
#ሼር ግበሩዎ

ተወሰኽቲ ምስልታትዓመታዊ ኣከባብራ ደብረ ብርሃን ቅድስቲ ስላሴ ዓድዋ፣ ኣብፀሐና/ኹም። 🙏
14/07/2026

ተወሰኽቲ ምስልታት
ዓመታዊ ኣከባብራ ደብረ ብርሃን ቅድስቲ ስላሴ ዓድዋ፣ ኣብፀሐና/ኹም። 🙏

እዋናዊ ምስሊ ዓመታዊ ኣከባብራ ደብረ ብርሃን ቅድስቲ ስላሴ ዓድዋ፣ ኣብፀሐና/ኹም። 🙏
14/07/2026

እዋናዊ ምስሊ ዓመታዊ ኣከባብራ ደብረ ብርሃን ቅድስቲ ስላሴ ዓድዋ፣ ኣብፀሐና/ኹም። 🙏

ሎቶሪ መኪና1ይ  ዕጫ Dream one ናይ ኤሌትሪክ መኪና 2ይ  ዕጫ 100 ሽሕ ብር3ይ  ዕጫ 50ሽሕ ብር4ይ ዕጫ 20 ሽሕ ናብዘን ኣብ ታሕቲ ዘለዋ ሕሳብ ቁፅሪ እናእተኹም ስክሪንሽት ወይ ...
13/07/2026

ሎቶሪ መኪና
1ይ ዕጫ Dream one ናይ ኤሌትሪክ መኪና

2ይ ዕጫ 100 ሽሕ ብር

3ይ ዕጫ 50ሽሕ ብር

4ይ ዕጫ 20 ሽሕ
ናብዘን ኣብ ታሕቲ ዘለዋ ሕሳብ ቁፅሪ እናእተኹም ስክሪንሽት ወይ ብቴሌግራም ወይ ብዋትስኣፕ ልኣኹልና።
ንግዲ ባንኪ 1000549430639
ኣቢሲንያ 234127225
Alyas Tesfay Desta

0932040809 ዋትስኣፕ ወይ ቴሌግራም

የቅንየልና 🙏🙏🙏

ዋዜማ ዓመታዊ ክብረ በዓል ደብረ ብርሃን ቕድስ ስላሴ ዓድዋ🙏📷 Layn Mawcha Gebrehiwot
13/07/2026

ዋዜማ ዓመታዊ ክብረ በዓል ደብረ ብርሃን ቕድስ ስላሴ ዓድዋ🙏
📷 Layn Mawcha Gebrehiwot

እንቋዕ ናብዚ ክቡር መዓልቲ ኣብጽሓኩም! 🎉✨​ንኣይተ ተስፋኣለም ገ/ማርያምን ወይዘሪት ሂወት ገ/ፃዲቕን ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም! 🤵‍♂️👰‍♀️🥂 ኪዳንኩም ናይ ኣብርሃምን ሳራን ይግበሮ።
11/07/2026

እንቋዕ ናብዚ ክቡር መዓልቲ ኣብጽሓኩም! 🎉✨

​ንኣይተ ተስፋኣለም ገ/ማርያምን ወይዘሪት ሂወት ገ/ፃዲቕን ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም! 🤵‍♂️👰‍♀️🥂 ኪዳንኩም ናይ ኣብርሃምን ሳራን ይግበሮ።

Address

Adwa

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ኣሰና ዓድዋ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share

Category