መረብ ሚድያ ኔትወርክ

መረብ ሚድያ ኔትወርክ PROMOTE TIGRAI🔎

30/03/2026

''ብዘይምንም ቅድመ ኩነት ደመወዝ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ክልቀቅን..''

መግለፂ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ
----
ብሰንኪ ምቁራፅ መሃያ ኣብ ሰራሕተኛ መንግስቲ ዝበፅሕ ሕሰም ከቢድ ብምኳኑ ማሕበረ ኢኮኖሚያዊ ሃሰያ የብፅሕ ኣሎ። ከም ውፅኢቱ ድማ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ተኣጓጊሎም ብምህላዎም ከቢድ ፀቅጥን ቅልውላውን ምፍጣሩ ዘይተርፍ እዩ።

ኣብ ብዙሓት ከባብታት ትግራይ ዝርከቡ ኣብያተ ትምህርቲ እናተዓፀው ህፃናት ትግራይ ካብ ትምህርቲ ምብኳሮም ጥራሕ ዘይኮነስ ትውልዲ ከይተምሃረ ክተርፍ ዝገብር ትሉም ከይዲ ምኳኑ ድማ መተሓሳሰቢ ጉዳይ ኮይኑ ይቅፅል ኣሎ።

እዚ ብህይወት ሰራሕተኛታትን ሓፈሻዊ ህዝባዊ ግልጋሎታት ምቁርራፅ ብፍላይ ድማ ምፅልማት ቀፃሊ ዕድል ህፃናት ትግራይ ስለ ዝኮነ ኣብዚ ጉዳይ ዝሰርሑ ኣካላት ኣድላይ ዘበለ ፀቅጢ ክገብሩ ከም ዘለዎ ሳወት ይኣምን።

ቅድሚ ዝኾነ ካልእ ጉዳይ ቀዳምነት ክወሃቦ ዝግባእን ብዘይምንም ቅድመ ኩነት ደመወዝ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ክልቀቅን ምስ ዝኮነ ፖለቲካዊ ውዳበ ሕመቅ ክተሓሓዝ ስለ ዘይግባእን እዚ ዓለምለኻዊ መሰል ዝጥሕስ ከይዲ ጠጠው ክብል ዝምልከቶ ኩሉ ኣብ ጎንና ኮይኑ ክቃልስ ንፅውዕ።

ሳልሳይ ወያነ ትግራይ
21 መጋቢት 2018
ትግራይ፡መቐለ

03/01/2026
01/10/2025

Shout out to my newest followers! Excited to have you onboard! Mekonen Mekonenne, Helen Teklay, Melkamu Ayele, Telehaymanot Tareke, Tade Achin, Gebrehiwot Miruts, ብርሃን ኪሮስ ወራሽ, Endalew Dessie, Yemanebrhan G Her

12/01/2025
28/12/2024

#ሰበር

Address

Street Of Myrterys
Mekelle

Telephone

+251914799910

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when መረብ ሚድያ ኔትወርክ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to መረብ ሚድያ ኔትወርክ:

Shortcuts

Share