Guezo Adwa Tegaru / ጉዕዞ ዓድዋ ተጋሩ

Guezo Adwa Tegaru / ጉዕዞ ዓድዋ ተጋሩ #ቅድሚ ኵናት ዓድዋ ፀዓዱ ኣብ ዶግዓሊ፣ኩፊት፣መተማ ፣ጉራዕን ጉንደትን ብተጋሩ ጥራሕ ተደምሲሶም እዮም �

ክብሪ ንኣባላት ጉዕዞ ዓድዋ ተጋሩ‼️======================እንኳዕ ኣብፀሓኹም ንኩልኩም ኣባላት ጉዕዞ ዓድዋ ተገሩ ናናይ ብሓቂ ድማ ጀጋኑ ኢኩም‼️
01/03/2024

ክብሪ ንኣባላት ጉዕዞ ዓድዋ ተጋሩ‼️
======================
እንኳዕ ኣብፀሓኹም ንኩልኩም ኣባላት ጉዕዞ ዓድዋ ተገሩ ናናይ ብሓቂ ድማ ጀጋኑ ኢኩም‼️

ኣብ ቀዳማይን ካልኣይን "ጉዕዞ ዓድዋ ተጋሩ" ዝተሳተፍኩም ኹልኹም ዓብይ ክብሪ ይግበኣኩም‼️ ሼር ሼር ሼር==============/////////////=============እቲ 2011 ን 201...
28/02/2023

ኣብ ቀዳማይን ካልኣይን "ጉዕዞ ዓድዋ ተጋሩ" ዝተሳተፍኩም ኹልኹም ዓብይ ክብሪ ይግበኣኩም‼️ ሼር ሼር ሼር
==============/////////////=============
እቲ 2011 ን 2012 ዓ/ም ኣብ ምብርባርን ምዕቃብን ታሪክ ወለድና ካብ "መቐለ ን ዓድዋ " ጉዕዞ እግሪ እንትነካይድ ቀልዲ ዝመስለኩም ዝነበረ ክትሕግዙን ክተበረታትዑን እናተገበኣኩም ፀግዒ ሒዝኩም ትዕዘቡ ዝነበርኩም ፤ ዓዲ 3ን ዓዲ 4ን ብዝተፈላለዩ ፕሮግራማት እንተክብሩዎ ብሕርቃን እትፃረፋን እትትችውን........ ሰሪሕካ ብምርኣይ እዩ ዝሰዓር ።ዝተጀመሩ መድረካት ምብርትታዕ ተወሰክቲ መድረካ ብምፍጣር ታሪክና ንዓቅብ።
እንተ ንሕና እሞ ተቃሊስና ነቶም ናይ ምኒልክ ተጓዓዝቲ ኣርዒድናዮም ኢና‼️

ዓድዋ ሰብ ዋና ኣለዉዋ‼️*********************
28/02/2022

ዓድዋ ሰብ ዋና ኣለዉዋ‼️
*********************

ኣቦ ፅንዓት ወላዲና መምህር ገ/ኪዳን ደስታ ዓሪፎም :==================================ንስድረኦምን መላእ ህዝቢ ትግራይን ፅንዓት ንምነ:: ፈጣሪ ንክቡር ወላዲና መንግስተ...
16/12/2021

ኣቦ ፅንዓት ወላዲና መምህር ገ/ኪዳን ደስታ ዓሪፎም :
==================================
ንስድረኦምን መላእ ህዝቢ ትግራይን ፅንዓት ንምነ::
ፈጣሪ ንክቡር ወላዲና መንግስተ ሰማያት የውርሰልና::

02/03/2021

እንኳዕ ናብ ናይ ጀጋኑ ወለድና በዓል ኣብፀሓኩም ኣባላትን ተከታተልትን ጉዕዞ ዓድዋ ተጋሩ!!!!

 #ሃገርን በ4ቱ መኣዝን ሸንሽኖ የሸጠ ባንዳ  #ፈረስ ቢሰርቅ ኣይደንቅም‼• ምኒልክ ወደ  #ኦሮሚያ ሲመጣ በአህያ ላይ ተቀምጦ ነበር የመጣው። ...  #ፈረስ ላይ መቀመጥ የት ያውቅበትና ነ...
23/06/2020

#ሃገርን በ4ቱ መኣዝን ሸንሽኖ የሸጠ ባንዳ #ፈረስ ቢሰርቅ ኣይደንቅም‼

• ምኒልክ ወደ #ኦሮሚያ ሲመጣ በአህያ ላይ ተቀምጦ ነበር የመጣው። ... #ፈረስ ላይ መቀመጥ የት ያውቅበትና ነው? ሃጫሉ

• ምናልባት ሰው እየጎተተለት ፈረስ ላይ ተቀምጦ ይሆናል። ዛሬም በየዓመቱ #የዓድዋን ድል እናከብራለን የሚሉ ሰዎች ፈረስ ላይ እንደ ንጉሱ አስቀምጠው ሌሎች ፈረሱን ሲጎትቱላቸው አያለሁ። ሃጫሉ

 #ዝክሪ ኣቦና ንጉሰ ነገስት ንጉሰ ፅዮን   4ይ ኣብ መንበረ ዙፋኖም ብዱሙቅ ኩነታት እንዳክበርና ንርከብ።
14/03/2020

#ዝክሪ ኣቦና ንጉሰ ነገስት ንጉሰ ፅዮን
4ይ ኣብ መንበረ ዙፋኖም ብዱሙቅ ኩነታት እንዳክበርና ንርከብ።

 #ጀጋኑ ተጓዓዝቲ ተጋሩ ንፀላእቲ ዕረ ንተጋሩ ዓወት) ቀዳሞት  ወለዲ ብድጋሜ ዘበሰረ ባነር ሒዞም ።
02/03/2020

#ጀጋኑ ተጓዓዝቲ ተጋሩ ንፀላእቲ ዕረ ንተጋሩ ዓወት) ቀዳሞት ወለዲ ብድጋሜ ዘበሰረ ባነር ሒዞም ።

 #ዓድዋ ብዝገርም ብቅዓትን ኣቀባብላን ኣቲና‼
01/03/2020

#ዓድዋ ብዝገርም ብቅዓትን ኣቀባብላን ኣቲና‼

Address

Atse Yohans
Mekelle

Telephone

+251914403030

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Guezo Adwa Tegaru / ጉዕዞ ዓድዋ ተጋሩ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share