RoHa Tourism

RoHa Tourism Promoting historical places

ውዕሎ ተንቤን ወርሰገ 1. ጣልያን 3 ጀነራላት ተቐቲሎም  2. ልዕሊ 10,800 ወታደር ጣልያን ተደምሲሶም። 3. ጣልያን 3 ተዋጋእቲ ጀታት(ኣየር) ከም ዝወደቓ 4. ከምኡ ውን 2 ታንክታት ...
15/02/2025

ውዕሎ ተንቤን ወርሰገ

1. ጣልያን 3 ጀነራላት ተቐቲሎም
2. ልዕሊ 10,800 ወታደር ጣልያን ተደምሲሶም።
3. ጣልያን 3 ተዋጋእቲ ጀታት(ኣየር) ከም ዝወደቓ
4. ከምኡ ውን 2 ታንክታት ከም ዝተቓፀላ
ኣብቲ ኲናት ብኣካል ዝተሳተፈ ኣማኻሪ ራእሲ ካሳ ዝነበረ ኣዶልፍ ፓርላሳክ ዝበሃል ፀሓፊ ኣብ መፅሓፉ ገሊፅዎ እዩ።

ኣብዚ ኩይናት ዝተሳተፈ
√ በዝሒ ሰራዊት ጣልያን 300,000
√ በዝሒ ታንኪ 500
√ በዝሒ ኣየር 500 ከም ዝኾነ እውን የሓበሻ ጀብድ ኣብ ዝብል መፅሓፍ ገፅ 60 ተገሊፁ ይርከብ።
እዚ ኹሉ ኣፅዋርን ስራዊትን ጣልያን ተጋሩ ወለድና በይኖም ንልዕሊ 7 ኣዋርሕ ብዘደንቕ ጅግንነት መኪቶምዎ እዮም።

መበል 89 ዓመት ዝኽሪ ዓወት ተንቤን ወርሰገ

ታሪካዊ ቦታ ወርሰገ ወርሰገ ማለት ወርዒ ሰገር ማለት እንትትከውን ኣብቲ ቦታ 10888 ናይ ጣልያን ወታደራት ዝተቀበሩሉ ቦታ እዩ። ዓመት ዓመት ድማ የካቲት 19 ብድምቀት ይክበር
11/02/2025

ታሪካዊ ቦታ ወርሰገ
ወርሰገ ማለት ወርዒ ሰገር ማለት እንትትከውን ኣብቲ ቦታ 10888 ናይ ጣልያን ወታደራት ዝተቀበሩሉ ቦታ እዩ።

ዓመት ዓመት ድማ የካቲት 19 ብድምቀት ይክበር

Attractive view of tenbien Abyi adi    📷  hadush
11/01/2025

Attractive view of tenbien Abyi adi


📷 hadush

23/10/2024

ተንሰሐ ኪዳነምህረት

ደጉዓ ተምቤን

እምባ መስቀል/ እምባ ቀራንዮ ተምቤን ኣበርገለ የጭላ ጣብያ ለምለም ዝርከቡ ጥንታውያን ሓድግታት√ ነሃስ መድፍዕ√ ግማደ መስቀል√ ናብ ግሸን ማርያም ዝወስድ ጉድጓድPhoto credit tigr...
14/10/2024

እምባ መስቀል/ እምባ ቀራንዮ ተምቤን ኣበርገለ የጭላ ጣብያ ለምለም ዝርከቡ ጥንታውያን ሓድግታት

√ ነሃስ መድፍዕ
√ ግማደ መስቀል
√ ናብ ግሸን ማርያም ዝወስድ ጉድጓድ

Photo credit tigrai hiking group tembien

22/05/2024
Sunset 🌇♥️♥️
25/04/2024

Sunset 🌇♥️♥️

Happy Ethiopian New Yearእንቁጣጣሽ
11/09/2023

Happy Ethiopian New Year
እንቁጣጣሽ

Address

Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when RoHa Tourism posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share