Asmara Sweet Travel Agency

Asmara Sweet Travel Agency ALWAYS READY TO PROVIDE YOU WITH INTERNATIONAL AIR TICKETS AND ALL-INCLUSIVE IMMIGRATION SERVICES.

ርሑስ በዓል ናጽነት ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ።
24/05/2025

ርሑስ በዓል ናጽነት ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ።

01/01/2025

ርሑስ ሓድሽ ዓመት
ዓመተ ፍቅርን ሰላምን ራህዋን
ቅሳነትን ይግበረልና ።

ብጥዕና ወፊርና ብሰላም ቤትና ንምለሰሉ ፡
ዝተሸገረ ንሕግዘሉ
ዝጠመየ ነጽግበሉ
ንዝጸምኤ ነርዉየሉ
ንዝዓረቀ ነልብሰሉ
ዝተኣሰረ ንበጽሓሉ ።

ሰናይ ነገር ንሰርሓሉ ዓመት ይግበረልና ትብለኩም ኣስመራ ወኪል ጉዕዞን ቱሪዝምን ፡ ካብ ካምፓላ ጋባ ሮድ ኣይቮሪ ሞል ።

ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሓንስ ይግበረልና ።ሓድሽ ዓመት ግእዝ ዓመተ ሰላምዓመተ ቅሳነትዓመተ ጥዕናን በረኸትን ይግበረልና ።ኣስመራ ወኪል ጉዕዞ ምስ ሓዲሽ ዓመት ግእዝ ኣብ ካምፓላ ስርሓ ጀሚራ ኣ...
10/09/2024

ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሓንስ ይግበረልና ።

ሓድሽ ዓመት ግእዝ
ዓመተ ሰላም
ዓመተ ቅሳነት
ዓመተ ጥዕናን በረኸትን ይግበረልና ።

ኣስመራ ወኪል ጉዕዞ ምስ ሓዲሽ ዓመት ግእዝ ኣብ ካምፓላ ስርሓ ጀሚራ ኣላ ። ኩሉኹም ዓማዊልና ዝደለኹሞ ትኬትን ካልእ ዝሳለጥን ምስ ትደልዩ ፡ በዚ ቁጽሪ +249912295171 ወይ +233532628107 ዋትስ ኣፕ ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም ።
ሰናይ በዓል ።

10/09/2024

እንቋዕ ካብ ዘመነ ዮሓንስ ናብ ዘመነ ማቴዎስ ኣሳገረና ።

COMING SOONሰላም ሰላም ክቡራት ዓማዊልና ከመይ ትኾኑ ?ኣስመራ ስዊት ወኪል ጉዕዞ ካብ ካርቱም ናብ ዩጋንዳ ንመጻኩም ኣለና ።  √ ዝሓሰረን ፡ ዝጸፈፈን ፡ ዝሰለጠን ኤየር ትኬት ናብ ...
24/07/2024

COMING SOON

ሰላም ሰላም ክቡራት ዓማዊልና ከመይ ትኾኑ ?
ኣስመራ ስዊት ወኪል ጉዕዞ ካብ ካርቱም ናብ ዩጋንዳ ንመጻኩም ኣለና ።
√ ዝሓሰረን ፡ ዝጸፈፈን ፡ ዝሰለጠን ኤየር ትኬት ናብ መላእ ዓለም
√ ናይ መርዓ ጉዳያት
√ካብ ገበን ነጻ ናይ ፖሊስ ምስክር ወረቀት
√ ናይ ኢመግረሽን ጉዳያትን
ቪዛታት
√ ናይ ዱባይ
√ ናይ ኣንጎላ
√ ጋና ፡ ናይጀርያ ፡ ምዕራብ ኣፍሪቃ ሃገራት
ካልኦት ሃገራትን ኣለና ።

ምስ ብዙሕ ንጥፈታትን ናባኹም ነብል ኣለና ።
ሰላም ቅነ ።

ርሑስ በዓል ልደተ ክርስቶስ ይግበረልኩም እንዳበልና ፡ ዓመተ ሰላምን ራህዋን ንኩልና ።
07/01/2023

ርሑስ በዓል ልደተ ክርስቶስ ይግበረልኩም እንዳበልና ፡ ዓመተ ሰላምን ራህዋን ንኩልና ።

03/11/2022
10/09/2022

ወኪል ጉዕዞ ኣስመራ ስዊት ንኹሉኹም ዓማዊልና ብፍላይ ከኣ ንኣመንቲ ክርስትና ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንስ ይግበረልና ንብል ።
እንቋዕ ካብ ዘመነ ማርቆስ ናብ ዘመነ ሉቃስ ኣብጽሓና ፡ ኣሜን ።

Tarco Aviation celebrates Captain Key Azaria Momo after his final flight and reaching retirement age.The company also ex...
13/08/2022

Tarco Aviation celebrates Captain Key Azaria Momo after his final flight and reaching retirement age.
The company also expresses it's
love and gratitude to him For what he has done throughout his career which he did everything he can to keep travelers safe. We wish him a new stage with a lot of happiness and giving
In the best possible, And special thanks to the cabin crew ✨🤍

Address

DUEM, BASHIDAR
Khartoum
11111

Opening Hours

Monday 09:00 - 22:00
Tuesday 09:00 - 22:00
Wednesday 09:00 - 22:00
Thursday 09:00 - 22:00
Saturday 09:00 - 22:00
Sunday 09:00 - 22:00

Telephone

+249912295171

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Asmara Sweet Travel Agency posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Asmara Sweet Travel Agency:

Shortcuts

Share

Category